November 23, 2023

ቃለ-መጠይቕ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ

ሰላሓዲን ሑሴን
ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ርያድ ኣብ ዝተቓንዐ ቀዳማይ ዋዕላ ስዑዲዓረብን ኣፍሪቃን ኣብ ዝተሳተፈሉ፡ ምስ ወራስ ዓራት ንግስነት ስዑዲ ዓረብን ካልኦት ላዕለዎት ሰበስልጣን ስዑዲን ምስ ሓያሎ መራሕቲ ኣፍሪቃን ርክባት ኣካይዱ ነይሩ። ብዛዕባ’ቲ ዋዕላን ዝነበረ ርክባትን ብዝምልከት ወኪል ሚኒስትሪ ዜና ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ዘካየዶ ቃለ-መጠይቕ ይስዕብ፦
• ክቡር ፕረዚደንት፡ ዋዕላ ንግስነት ስዑዲ-ዓረብን ኣህጉር ኣፍሪቃን፡ ሓባራዊ ምትሕግጋዝን ሽርክነትን ኣብ ምፍጣር ዝህልዎ ግደ ከመይ ትርእዮ?
ምስ’ዚ ዘሎ ዞባውን ኣህጉራውን ኩነታት ኣገዳስነት ናይ ከምዚ ዓይነት ዋዕላታት ርዱእ እዩ። እዚ ሕጂ ዝተኻየደ ናይ መራሕቲ ዋዕላ፡ ብትሕዝቶኡ ካብ’ቲ ቅድሚኡ ዝነበረ ዋዕላታት ዝተፈልየ እዩ። ንሓልፎ ዘለና ዞባውን ኣህጉራውን ኩነታት ኣብ ግምት ብምእታው፡ ኣብ ዝተፈላለየ መዳያት ምትሕግጋዝ፡ ሽርክነትን ምምልላእን

download

Latest Articles

ሚኒስትሪ ንግዲን ኢንዳስትሪን፡ ክልተ ሕጋጋት...

መጅልስ አምን ወለዛልም ቀራራቱ ድድ ኤረትርየ (13ይ...

شكرا لشعب وحكومة ورئيس ارتريا بقلم: محمد عبد الله همت