January 17, 2024

ንጹር መትከል – ውፉይ ጻዕሪ
ንዞባዊ ሰላምን ርግኣትን

“ኤርትራ ደጋፊት ሓደ ወገን ወይ ካልእ ኣይኮነትን፣ ኤርትራ ኩሉ ሳዕ ደጋፊት ሓቂ እያ።” ሱዳናዊ ጀነራል ፍትሒ ዘድምጽ ተባዕን ቅኑዕን መርገጺ፡ ብማንም ዘይምእዘን ናጻ ፖለቲካዊ ሕርያ፡ ሕላገት መንግስቲ ኤርትራ’ዩ። መርገጺ ኤርትራ፡ ካብ ሓቀኛ ባህጊ ርግኣትን ዕብየትን ዝነቅል፡ ጥዑይን ምዕሩይን ዝምድና ህዝብታት ዘማዕዱ፡ ንጹር ፍኖተ-ካርታ ሰላምን ዕብየትን ክንሱ ግዳ፡ ምስ ግሎባዊ ሕሳባት ዓበይቲ ሓይልታት ተኣሳሲሩ፡ ገለ ወገናት እዚ ቅንዕና ዝሰረቱ መርገጺ ክምእምኦም ኣይጸንሐን። የግዳስ ሓቂን ብርሃን ወጋሕታን እናደመቐ’ዩ ዝኸይድ። ሎሚ ሎሚ፡ ቅኑዕነት መርገጺ ኤርትራ፡ ሰፊሕ ልቦና መሪሕነታን ኣገዳሲ ግደኣ ኣብዚ ዞባን፡ ኣብ ቅድሚ ኩሎም ህዝብታት ዞባናን ዓለምን ከም ጸሓይ ቀትሪ ደሚቑ፡ ብብዙሓት እንተላይ በቶም ክዓብጥዎ ዝሃለኹ ወገናት እናተመስከረሉ ይመጽእ ኣሎ። ከም ውጽኢቱ፡ ኤርትራ፡ ኣብዚ ዝሓለፈ

download

Latest Articles

ሚኒስትሪ ንግዲን ኢንዳስትሪን፡ ክልተ ሕጋጋት...

መጅልስ አምን ወለዛልም ቀራራቱ ድድ ኤረትርየ (13ይ...

شكرا لشعب وحكومة ورئيس ارتريا بقلم: محمد عبد الله همت