April 13, 2024

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ
ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ
ዝኽሪ 30 ዓመት ረፈረንዱም ኤርትራ
VII

ሰለሙን በርሀ
እዚ ጽሑፍ’ዚ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ 30 ዓመት ረፈረንዱም ኤርትራ 30 ዓመት ረፈረንዱም ኤርትራ ከምኡ’ውን ዝኽሪ ብይን ኮምሽን ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን 13 ሚያዝያ 2002ን ዝተዳለወ ኮይኑ፡ ኣብ ዝሓለፈ ክፋል ናይዚ ጽሑፍ’ዚ፡ ትግባረ ብይን ዓንቂጽካ ናብ ሓሸውየ ዲያሎግ ንምምላስ፡ ሚስተር ሎይድ ኣክስዎርዚ ዝተባህለ ካናዳዊ በዓል ስልጣን “ፍሉይ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት” ዝብል ስም ተጠሚቑ፡ ዲፕሎማሲያዊ መገሻታት ከካይድ ከምዝጀመረ፡ መንግስቲ ኤርትራ ግን ከምዘይተዳህለለ፡ ኣብ ሕጋዊ መርገጺኡ ብምጽናዕ ከኣ፡ ምምዛዝ ፍሉይ ልኡኽ ሕጋውነት ከምዘይብሉን ልዕሊ ኮምሽን ዶብ በሪኹ ክቕመጥ ዝኽእል ዳኛ ከምዘየለን ብምግላጽ ኣትሪሩ ከምዝተቓወሞ፡ ሕጋዊ ሞጎተ ኤርትራ ክስገር ዘይክእል ምስ ኮነ ድማ፡ ሕቡራት ሃገራት

download

Latest Articles

ገበናት ስርዓታት ኢትዮጵያ ኣብ ኤርትራ ብምኽንያት...

Statement by Ms. Takea Tesfamichael

الشابة المبدعة أمونة موسى محمد مندر نجمة تتألق في فضاء الفن...