November 20, 2021

ቃለ መጠይቕ ምስ ስዉእ ሓርበኛ ተጋዳላይ
ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ፣
ጸሓፊ ህዝባዊ ግንባር ንደሚክራስን ፍትሕን
ብዛዕባ ስዉኣት ሰውራ ኤርትራ

ምስ ሰማእታት
ዝመቐረ፡ ዝጸበቐን ዝመረረን ሂወት ኣሕሊፈ፡

መርበብ ሓበሬታ ማእከል እስትራተጂያዊ መጽናዕቲ ኤርትራ ብኣጋጣሚ 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ምስ ጽሓፊ ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን ተጋዳላይ ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ ቃለ መጠይቕ ኣካይዱ። ንሱ ኣብ ቃለ መሕትቱ፡ መዓልቲ ሰማእታት ሕድሪ ጀጋኑ ሰማእታት ክሳብ ክንደይ ፈጺምና ነብስና እንግምግመሉን ካብ ሕሉፍ ትምህርቲ እንቀስመሉን ናይ ቀረባን ርሑቕን እስትራተጂ እንስእለሉን ኣጋጣሚ ምዃኑ ኣዘኻኺሩ። ካብ’ቲ ብዙሕ ቅያታት እተፈጸመሉ ሃብታም ታሪኽ ሰውራ ኤርትራ ስለምንታይ 20 ሰነ ከም መዓልቲ ሰማእታት ተመሪጻ ድማ 2 ኣብሪሁ። ኣቶ ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ ገለ ካብ ሰማእታት ኤርትራ፡ ከምኒ ዓሊ ዑስማን፡ ኣብርሃም ተወልደን ኢብራሂም ዓፋን ካልኦትን ብምጥቃስ፡ ኣብ 1966 ኣብ ሰውራ ምስ ተሰለፈ ቀዳማይ ስዉእ ዝርኣየሉ ኣብ ውግእ ዓይለት ግምሆት ኣብ 1967 ዝተሰውአ ተጋዳላይ ዓሊ እድሪስ ኣንራ ዓሊ እዩ። ካልኢታት ንድሕሪት ተመሊሱ ተዘክሮታቱ ክፍትሽ ጸኒሑ ድማ፡ “ምስ ሰማእታት ዝመቐረ፡ዝጸበቐን

download

Latest Articles

መጅልስ አምን ወለዛልም ቀራራቱ ድድ ኤረትርየ 31ይ ክፈል...

tatement by Mr. Tesfai Ghebreselassie Sebhatu Minister...

Remarks by Minister Osman Saleh at Unilateral Coercive...