August 8, 2023

ቃለ-መሕትት፡ምስ
ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ሕርሻዊ ኤክስተንሽን፡
ኣቶ ሰመረ ኣምለሶም
ገስጋስ ሕርሻዊ ምህርቲ በብዓውድታቱ
(1991-2023)

ክፍሊ ሕርሻዊ ኤክስተንሽን፡ ምስ ዞባታት እናተወሃሃደ፡ ትግባረ ሕርሻዊ መደባት ዝከታተል ዝዓበየ ቴክኒካዊ ክፍሊ ሚኒስትሪ ሕርሻ እዩ። እዚ ክፍሊ፡ ካብ ምቛም ሚኒስትሪ ሕርሻ ኣትሒዙ፡ እተፈላለየ ቅርጻዊ ለውጥታት እናገበረ፡ ኣብዚ እዋን ኣብ ሰለስተ ጨናፍር ማለት፦ ጨንፈር ባህርያዊ ሃብትን ልምዓት መስኖን፡ ጨንፈር ልምዓት ብቝልን እንስሳን ከምኡ’ውን ጨንፈር ጥዕና እንስሳን ብቝልን ተኸፋፊሉ፡ ሰፊሕ ንጥፈታት ይዓምም ኣሎ። እዚ ኽፍሊ ኣብዘን ዝሓለፋ 32 ዓመታት ናጽነት ንዘሰላሰሎም ዓበይቲ ንጥፈታት ምስ ኣንበብቲ ንምልላይ፡ ምስ ዋና ዳይረክተር ናይቲ ክፍሊ ኣቶ ሰመረ ኣምለሶም እተኻየደ ቃለ-መሕትት፡ ይቐርብ።ቃለ-መሕትት፡ምስ ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ሕርሻዊ ኤክስተንሽን፡ ኣቶ ሰመረ ኣምለሶም ገስጋስ ሕርሻዊ ምህርቲ በብዓውድታቱ (1991-2023)

download

Latest Articles

ገበናት ስርዓታት ኢትዮጵያ ኣብ ኤርትራ ብምኽንያት...

Statement by Ms. Takea Tesfamichael

الشابة المبدعة أمونة موسى محمد مندر نجمة تتألق في فضاء الفن...