June 11, 2024

ቃለ-መሕትት ምስ
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ

ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ካብ 4 ክሳብ 5 ሰነ ኣብ ደቡብ ኮርያ ኣብ ዝተኻየደ ዋዕላ ኣፍሪቃ-ደቡብ ኮርያ ምስታፉ – ብማዕከናት ዜና ተሓቢሩ እዩ። ኣብ’ቲ ዋዕላ ብዛዕባ ዝተላዕለ ነጥብታትን ምስኡ ዝተሓሓዝ ካልእ ጉዳያትን፡ ኣብ’ቲ ቦታ ንዝርከብ ጋዜጠኛ ሱለማን ዓበ መብርሂ ሂብዎ ነይሩ – ጽማቚ ትሕዝቶኡ እነሆ፦
ሕቶ – ክቡር ፕረዚደንት፡ ኣቐድም ኣቢሉ ዋዕላ ኣፍሪቃ-ፈረንሳ፣ ዋዕላ ኣፍሪቃ-ቻይና፣ ሩስያ፡ ሕጂ ከኣ ኣብ ደቡብ ኮርያ ተኻይዱ ኣሎ። ብዛዕባ’ዚ ዋዕላታት ናይ ኣፍሪቃ ምስ ዝተፈላለያ ሃገራት ከመይ እዩ ዝረአ?
ኣብ’ዚ – ከመይ ገይርና ነንብቦ? ብኸመይ ክንትርጉሞን ናበይ ክንጥምት ንኽእልን? ዝብሉ ሕቶታት ክመጽኡ ግድነት እዩ። ሓደ፡ እዚ ብዓለም ደረጃ ዝመጽእ ዘሎ ምቕይያራት – እዚ ሕጂ ዘለናዮ መድረኽ ብዓለም ደረጃ ክጥመት እንከሎ፡ መሰጋጋሪ መድረኽ ኢዩ ኢልና ክንዛረብ ንኽእል። ኣብ ዝሓለፈ 30

download

Latest Articles

Interview with Mr. Adolfo Urso, Minister of Enterprises...

መጅልስ አምን ወለዛልም ቀራራቱ ድድ ኤረትርየ (8ይ...

መእተዊ