September 13, 2024

ቃለ-መጠይቕ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ
ኣብ ጉዳይ ዋዕላ ሽርክነት ኣፍሪቃን ቻይናን

ነስረዲን ዓብደልራሕማን

• ክቡር ፕረዚደንት ኣብ 9ይ ኣኼባ መራሕቲ ሃገራት ምትሕግጋዝ ቻይና-ኣፍሪቃ ንምስታፍ ኣብ ከተማ በይጂንግ ኣለኻ። ዋዕላ ከመይ ነይሩ?
ከምዚ ዓይነት ዋዕላታት ምስ ቻይና ጥራይ ዘይኮነ ምስ ሩስያ፡ ጃፓን፡ ኮርያ፡ ኢጣልያ፡ ኣመሪካ፡ ስዑድያ ወዘተ. ልሙድ እዩ። ኣፍሪቃ ካብዚ እንታይ ትረብሕ? ብኽልተ መዳይ ክንርእዮ ንኽእል። በቲ ሓደ እቲ ተስፋ እዩ። በቲ ካልእ ድማ እቲ ስክፍታ እዩ። ናይ ቻይናን ኣፍሪቃን ርክብ ንኣብነት ካብ ዝጅመር ዕስራ ዓመት ገይሩ ኣሎ። ኣብ ውሽጢ’ዚ ዕስራ ዓመት እንታይ ምዕባለታት መጺኡ? እንታይ ተኣሚሙ ነይሩ? እንታይ’ከ ተተግቢሩ? ኢልካ ነቲ ምዕባለታት ምግምጋሙ ኣገዳሲ እዩ። ዝበዝሕ ግዜ ከምዚ ዝኣመሰለ ዋዕላታት፡ ናይ ህዝባዊ ርክባት ሃልኪ ጥራሕ ኰይኑ’ዩ ዝተርፍ።

download

Latest Articles

ስሉሳዊ ርክብ መራሕቲ ኤርትራ፡ ግብጽን ሶማልን...

መጅልስ አምን ወለዛልም ቀራራቱ ድድ ኤረትርየ (25ይ...

Joint Statement between the Arab Republic of Egypt and...