July 8, 2016

ታሪኻዊ መድረኻት ዕጥቃዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ
ሬዲዮ ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ

ታሪኻዊ መድረኻት ዕጥቃዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ ሬዲዮ ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ

ካብ ሰነዳት ቁጽሪ 1(19/5/2016)

ኣብ 1961 ዝጀመረ ዕጥቃዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብዙሕ ታሪኻዊ መድረኻት፡ ንሓድሕዶም ዝጸላለው ዝተፈላለዩ ፖለቲካዊን ወተሃደራዊን ምዕባለታት ሰጊሩ’ዩ፡ ድሕሪ ናይ 30 ዓመታት ነዊሕን መሪርን ቃልሲ፡ ኣብ ግንቦት 1991፡ ብኣንጸባራቒ ወተሃደራዊ ዓወት፡ ብናጽነት ህዝቢ ኤርትራ ተደምዲሙ። እቲ ኣብ ዓመተ 1990-1991፡ ኣብ ግንባራት ጊንዳዕን ደቀምሓረን ዝተኻየደ ጽዑቕ ናይ ምርብራብ ውግኣት፡ መጥቃዕቲታት ደንከልን ውሽጢ ኢትዮጵያን፡ ናይ መወዳእታ ግጥም ግንባር ደቀምሓረን ምትሓዝ ኣስመራን እምበኣር፡ ድምር ውጽኢት ናይቶም ዝቐደሙ ኣገደስቲ ወተሃደራዊን ፖለቲካዊን ምዕባለታት እዩ።

ካብ መጥቃዕቲ ናብ ምክልኻል

ኣብ ባሕቲ መስከረም ናይ 1961 ብውሑዳት ተጋደልቲ ዝተወልዐ ሰውራ ኤርትራ፡ ዝተሓላለኸ ጽንኩር እዋናት ሰጊሩ፡ በብቕሩብ ሰብኣዊን ንዋታዊን ዓቕሚን ናይ ኲናት ተሞኩሮን እናደለበ ብምኻድ፡ ኣብ መድረኽ 1977-1978 ንዝሰፍሐ መሬት ኤርትራ ሓራ ከውጽእ ክኢሉ ነበረ። እንተዀነ ብሰንኪ ገዚፍ ምትእትታው ሕብረት ሶቭየት ወተሃደራዊ ሚዛን ሓይሊ ስለዝተቐያየረ፡ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ፡ ነቲ ብደገፍን ምኽሪን ናይ ደገ ሓይልታት፡ ኣብ ጸሊም ኣፍሪቃ፡ ብዕብየቱን ዘመናውነትን ዝበርትዐ ሰራዊት ክሃንጽ ዝኸኣለ

Latest Articles

መጅልስ አምን ወለዛልም ቀራራቱ ድድ ኤረትርየ 34ይ ክፈል

ትንታነ ንውጽኢት ጐባኤ መራሕቲ ኣብ ኣስመራ፡ ...

Ethiopian war crimes against the Eritrean people