October 12, 2019

ካብ ሰነዳት ትማሊ

ምስጢራዊ ተልእኾ
ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ኣብ ኤርትራ

ኣብዚ ዝሓለፈ 20 ዓመታት፡ ንዝተፈላለየ ግሎባዊ ስትራተጂታት ኣብ ልዕሊ ህዝቢን መንግስቲን ኤርትራ እተፈጸመ ናይ ተጻብኦ ተግባራት ብዙሕን ዘይርብርብን እዩ ነይሩ።

  • ካብ 1998-2000 ብዶባዊ ምስሕሓብ ኣመኽኒኻ ልኡላውነት ኤርትራ ንምቕልባስ ዝተፈተነ ቅሉዕ ወራር።
  • እቲ ጉዳይ ኣብ ሕጊ ቀሪቡ ብይን ምስተዋህቦ፡ ትግባረኡ ንምዕንቃጽ ዝሰዓበ ሸንኰለል።
  • ኣብ 2009/2011 ክልተ ግዜ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተበየነ ቁጠባ ኤርትራ ንምድሃኽ ዘንቀደ እገዳ – ምኽልካል ዕድጊ ኣጽዋርን መገሻ ሰበስልጣንን፡ ምውንዛፍ ሕሳባት ሰበስልጣን፡ ምሕናቕ ግብሪ ዲያስፖራ፡ ምዕንቃጽ ወፍርታትን ፋይናንስያዊ ትውጊትን ዘጠቓልል።

ኣብ 2013 ብመገዲ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ዝቐረበ መሰረት ዘይነበሮ ክሲ

download

Latest Articles

ሚኒስትሪ ንግዲን ኢንዳስትሪን፡ ክልተ ሕጋጋት...

መጅልስ አምን ወለዛልም ቀራራቱ ድድ ኤረትርየ (13ይ...

شكرا لشعب وحكومة ورئيس ارتريا بقلم: محمد عبد الله همت