August 29, 2024

ገምጋም መጽሓፍ፣
ሓምድ እድሪስ ዓዋተ 1915-1962

ብሳላሓዲን ዓሊ
መጽሓፍ ሃምድ እድሪስ ዓዋተ 1915-1962፡ ታሪኽ-ህይወት ናይቲ ኣብ ሓባራዊ ዝኽሪ ኤርትራውያን ትእምርቲ ሃገራዊ ጅግንነት ዝዀነን ኣብ ኤርትራ ብረታዊ ቃልሲ ዝጀመረን ሓምድ እድሪስ ዓዋተ እተዘንቱ መጽሓፍ ኰይና፡ ውጽኢት ናይቲ ን35 ዓመታት ዝተካየደ ዝተኻየደ ንማሕበራዊ፡ ወተሃደራዊትን ፓለቲካዊን ተመኲሮ ሓምድ ዝምልከት ትሕዝቶ ዘጠቓልልት ፈላሚት ውጽኢት ዓሚቚን ዕቱብን መጽናዕቲ እያ። ኣብዛ መጽሓፍ፡ ታሪኽ-ህይወት ሓምድ ኣብ 12 ምዕራፍትን ሓደ ድሕረ-ጽሑፍን ዝተዘርዘረ ኮይኑ፡ ካብ ስድራቤታዊ ድሕረባይታኡ፡ ተወሊዱ ዝዓበየሉ ማሕበራዊ ከባቢ፡ ኣብ ዕስክርና ጣልያን ንዘሕፍለፎ ውግኣትን ዘጥረዮ ወተሃደራዊ ተምኲሮን፡ ኣብ 1940ታት ኣብ ኤርትራ ግኑን ዝነበረ ሽፍትነት ዝተጸንበረሉ ኲነታትን፡ ብምሕረት ናብ

download

Latest Articles

Ethiopian war crimes against the Eritrean people

ገበናት ኲናት ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ

جرائم الحرب الإثيوبية ضد الشعب الإرتري