June 8, 2019

14 ግንቦት 2008 – 28 ግንቦት 2019

ኣብዚ ዝለዓለ ኣገዳሲ ሕቶ
ምምሕዳር ኣሜሪካ ስለምንታይ ንኤርትራ ሓንቲ ካብተን ኣብ ምምካት ግብረሽበራ ዘይተሓባበራ ሃገራት ኢሉዋ?
ስለምንታይከ ሕጂ ኣልዒሉዎ?

ብዶ/ር ኣሕመድ ሓሰን ድሕሊ

ነተን ኣብ ምምካት ግብረሽበራ ምስ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ፍጹም ዘይተሓጋገዛ ሃገራት ብዝምልከት ብምክትል ሚኒስተር ወጻኢ ጉዳያት ኣሜሪካ ጆን ሶሊቫን ብ28 ግንቦት 2019 ዝወጸን ብ29 ግንቦት 2019 ኣብ ፈደራላዊ ማህደር ቁጽሪ 84 ዝተዘርግሐን ንህዝቢ ዝወሃብ ሓበሬታ (Public Notice) ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ኣሜሪካ ቁጽሪ 10781 መሰረት፡ ምምሕዳር ኣሜሪካ ንኤርትራ ካብተን ኣብ ምምካት ግብረሽበራ ምስኡ ዘይተሓጋገዛ ዝበለን ሃገራት ኣውጺኡዋ። እቲ ዝርዝር ንኢራን፡ ሰሜን ኮርያ፡ ሶርያን ቨኒዝወላን ዘጠቃለለ እዩ።

Latest Articles

ሚኒስትሪ ንግዲን ኢንዳስትሪን፡ ክልተ ሕጋጋት...

መጅልስ አምን ወለዛልም ቀራራቱ ድድ ኤረትርየ (13ይ...

شكرا لشعب وحكومة ورئيس ارتريا بقلم: محمد عبد الله همت