February 29, 2020

ንባብ ንመጽሓፍ
ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ
ካብ ሰውራ ናብ መንግስቲ

ብዶ/ር ኣሕመድ ሓሰን ድሕሊ
መጽሓፍ “ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ካብ ሰውራ ናብ መንግስቲ” ብምስራዊ ተመራማሪ ያስር ኣስበኪ ኣብ ዩኒቨርስቲ ካይሮ ኣብ 2019 ንዶክቶርነት ዝተዳለወን ወረቐት ኮይኑ፡ ብዶ/ር ኢብራሂም ነስረዲን ዝተኣልየ እዩ። ማእከል እስትራተጂያዊ መጽናዕቲ ዒራቕ ኣፍሪቃ “ቤት ማሕተም ሕብረት” ከኣ ሓቲሙ ዘርጊሑዎ። እዚ መቀጸልታ ናይ ኣፍሪቃዊ ዓብደልማልክ ዖዳ እዩ። ብመሰረት ኣብ’ቲ መጽሓፍ ዝተገልጸ ከኣ ኣብ ካይሮ ሜዳ ጠልዓት ኣልሓርብ ዝርከብ ቤት ንባብ መደቡሊ ጉዳይ መሸጣ’ቲ መጽሓፍ ሓላፍነት ወሲዱ።
1-ዶ/ር ኢብራሂም ነስረዲን ነቲ መጽሓፍ “ ሞሳ ጽቡቕ ጽቡቕ ጥራሕ ድዩ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ሓጺር መእተዊ ብምቕራብ’ዩ ጀሚሩዎ። እዚ ዘዳለኹዎ ናይ ማስተርን ዶክቶርነትን ወረቃቅቲ ውጽኢት ስራሕ መምህረይ ነፍሰ ሄር ስታዝ ዶ/ር ዓብደልማልክ ዖዳ ክብሎ ባህ ይብለኒ። ኣብ ጉዳይ ኣፍሪቃ ንዓረባዊ ኣንባቢ ዘቅርቦ ዘሎኹ ተኸታታሊ ጽሑፋት

download

Latest Articles

ገምጋም መጽሓፍ፣ ሓምድ እድሪስ ዓዋተ 1915-1962

1961الفاتح من سبتمبر نهاية مرحلة وبداية مرحلة وفاتحة مرحلة

Statement by Mr. Tesfai Ghebreselassie Sebhatu