October 17, 2022

ቁዘማ ስዕረት

ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ ሕ.መ. ኣመሪካ፡ ብቕድሚ ትማሊ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡ “ብ24 ነሓሰ 2022 ሓይልታት ትግራይ ኣብ ከባቢ ቆቦ ብዝፈጸምዎ መጥቃዕቲ ደጊሙ ዝጎሃረ ኲናት ሰሜን ኢትዮጵያ፡ ንስግኣት መቕዘፍቲን ግህሰት ሰብኣዊ መሰልን ኣዕሪጉዎ ኣሎ” ክብል ሳልሳይ ዙርያ ወተሃደራዊ ዕንደራ፡ ጃንዳ ወያነ ከምዘበገሶ ብወግዒ ተኣሚኑ። መግለጺ ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ብተወሳኺ፡ ኣብ ከባቢ ሽረ ዘሎ ኩነታት ኣዝዩ ኣሻቓሊ ምዃኑ ብምግላጽ፡ ‘ሰራዊት ኢትዮጵያን ኤርትራን’ መጥቃዕትታቶም ብህጹጽ ደው ከብሉዎ፡ ሓይልታት ትግራይ ድማ ካብ ተዂታዂ ተግባራት ክቚጠቡ ጸዊዑ። ኣለክስ ደ ዋል ዝተባህለ ሓደ ዕሉል ደጋፊን ኣማላዲን ጃንዳ ወያነ ብወገኑ፡ ኣብቲ ዕለት’ቲ ኣብ ዝጸሓፎ ዓንቀጽ፡ ድሕሪ ናይ 50 መዓልታት ውግእ፡ ብመጥቃዕቲ ‘ሰራዊት ኢትዮጵያን ኤርትራን’ ሓይልታት ትግራይ ኣብ ደረጃ ምሩማቚ (to the point of collapse) በጺሑ ከምዘሎ ብምግላጽ፡ “ትግራዎት ቅልጡፍ ምቁራጽ ተዂሲን

download

Latest Articles

ገምጋም መጽሓፍ፣ ሓምድ እድሪስ ዓዋተ 1915-1962

1961الفاتح من سبتمبر نهاية مرحلة وبداية مرحلة وفاتحة مرحلة

Statement by Mr. Tesfai Ghebreselassie Sebhatu