December 28, 2024

ኤርትራ፡ ካብ ግዳይ
ናብ ቀላሲት ጂኦፖለቲካ ቀርኒ ኣፍሪቃ

“ፍትሒ፣ ልምዓትን ጂኦፖለቲካ ቀርኒ ኣፍሪቃን፥ ኣብ
ትሕቲ ዝብል ቴማ ኣብ ዝተዳለወ መደብ ምብህሃል ዝቐረበ ወረቐት
4 – 6 መስከረም 2024 ኣስመራ፣ ኤርትራ
ሚኒስትሪ ፍትሒ

መእተዊ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ብጂኦፖለቲካዊ ስልቲ ገዛእቲ ሓይልታት ኣብ መበል 19 ዘመን ዝተፈጥራ ሃገራት እየን። ነዚ ዘሕዝን ታሪኽ’ዚ ምቕባሉ ኣዝዩ ኣጸጋሚ እኳ እንተዀነ፣ እቲ ሓቂ ግና ንሱ ስለ ዝዀነ ካብ ምቕባሉ ወጻኢ ካልእ ኣማራጺ የብልናን። ሕማቕ ኣጋጣሚ ኰይኑ፣ ህዝብታት ናይዚ ከባቢ ብሰንኪ ጕድለት መራሕቶምን ቅንዕና ዝጎደሎም ተመራመርቲ ታሪኽ ኢና በሃልቲ ዝመሃዝዎም ምስ ኵውንነት ዘይራኸቡ ጽውጽዋያትን፣ ከቢድ ዋጋ ከፊሉ እዩ። ንኸባቢና ሓሊዀም ካብ ዝሓዙ ተደጋገምቲ ተርእዮታት ኲናት፣

download

Latest Articles

መጅልስ አምን ወለዛልም ቀራራቱ ድድ ኤረትርየ (35ይ...

ሓፈሻዊ ባይቶ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ መዓስ’ዩ ካብ...

إرتريا من ضحية الى لاعب اساسي في القرن الافريقي