March 15, 2025

ገበናት ስርዓታት ኢትዮጵያ ኣብ ኤርትራ
ብምኽንያት ዝኽሪ 50 ዓመት – ህልቂት ኣስመራ


(3ይ ክፋል)

ስርዓት ሃይለስላሰ፡ ነቲ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝነበረ ፈደረሽን ኣፍሪሱ፡ ንኤርትራ ኣካል ግዝኣቱ ክገብራ ኣብ ዝቀራረበሉ ዝነበረ እዋን፡ ምፍራስ ፈደረሽን፡ ብድሌት ህዝቢ ኤርትራ ከምእተፈጸመ ንምምሳል፡ ዕግርግር ኣብ ዘይብሉ ርጉእ ፖለቲካዊ ሃዋህው ክፍጸመሉ’ዩ ዝደሊ ነይሩ። ነቲ ዕጥቃዊ ተቓውሞ ገና ብውልዶኡ ንምቁጻይ ከኣ፡ ንጡፍ ወተሃደራዊ ምንቅስቓስ ኣብ ርእሲ ምክያድ፡ ኣብ ልዕሊ’ቶም ደቆም ናብ ቃልሲ ዝተጸንበሩ ስድራቤታት ኮነ ‘ንተጋደልቲ ይድግፉ እዮም’ ኢሎም ዝጠርጠርዎም ዜጋታት ዝተፈላለየ ስጉምቲታት ይወስዱ ነበሩ። ይኹን’ምበር፡ በዚ ናይ ሓይሊን ምፍርራሕን ስጉምቲታት’ዚ ነቲ ሓንሳብ ዝተወልዐ ባርዕ ሰውራ ከቕህምዎ ኣይከኣሉን። እኳ ድኣ እናጉሃረ ይኸይድ

download

Latest Articles

لا للكراهية، ولكن لابد من التاريخ

ገበናት ስርዓታት ኢትዮጵያ ኣብ ኤርትራ ብምኽንያት...

My Biggest Dream: To Serve My Country” Dr. Hali Yassin Hassan