February 1, 2023

ፕረዚደንት ሃማደኤ ወ/ሮ ተኽኣ ተስፋሚካኤል
“እነፍርዮ ፍርያት ንርሑቕ ዝጠመተ ክኸውን ኣለዎ”

መርሃዊ ታደሰ
ክቡራት ኣንበብቲ፡ ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት 2023፡ ምስ ፕረዚደንት ሃማደኤ ወ/ሮ ተኽኣ ተስፋሚካኤል፡ ኣብ ድሕረ-ባይታ ሃገራዊ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራን ሓፈሻዊ ንጥፈታቱን፡ ከምኡ’ውን ኣብ ብድሆታትን ዕድላትን ኤርትራውያን ደቂ_ኣንስትዮ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን; ናይ ዘካየድናዮ ቃለ-መሕትት እነሆ – ሰናይ ንባብ።

ወ/ሮ ተኽኣ፡ ዕላልና ብኣመሰራርታን ኣመዓባብላን ሃማደኤን ቀንዲ ዕላማታቱን፡ ተራኡ ኣብ ኩሉ መዳያዊ ቃልሲ ናይዛ ሃገርን ክንፍልሞ?
ሃማደኤ ኣብ ቃልሲ ዝተመስረተ ኣካል ህዝባዊ ግንባር ዝኾነ ሃገራዊ ማሕበር እዩ። እዚ ማሕበር’ዚ ኣብ 1979 ህዝባዊ ግንባር ኣብ ቃልሲ ዝወለዶ፡ ንንጥፈታት ደቂ_ኣንስትዮ ኣብ ዘላቒ ምዕባለ ናይዛ ሃገር ከም ዝብርኽን ከም ዝሕይልን ብምግባር ከኣ፡ ሱታፌ ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ኩሉ መዳያት ናይ ቃልሲ ንምርግጋጽ ልዑል ጻዕርታት ዘካይድ እዩ። ከምኡ ድማ፡ ቅድሚ

download

Latest Articles

መጅልስ ዓም መነዘመት ምጅልስ ቅራን፡ ምዶልቱ ምን...

ገበናት ስርዓታት ኢትዮጵያ ኣብ ኤርትራ ብምኽንያት...

بادمي بعد ربع قرن